ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ማዕርነት
እዚ፡ ኵሎም ሰባት ማዕረ ኰይኖም፡ ብኸምኡ ድማ ክትሓዙ እንከለዉ እዩ። እዚ ማለት ንስኻትኩም ደቂ-ተባዕትዮ ኩኑ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ወይ ድርብ ጾታ ዘይኰኑ፡ ኣንጻር ጾታ ዝብህጉ ወይ ግብረ-ሰዶም፡ ጻዕዳ ቆርበት ዘለዎ፡ ቡናዊ ቆርበት ዘለዎ ወይ ጸሊም ቆርበት ዘለዎ፡ ጥዑያት ወይ ሕሙማት ብዘየገድስ፡ ነፍሲ-ወከፍኩም ንሓድሕድኩም ማዕረ እዩ። ማዕርነት ብሕጊ እተሓለወ እዩ።