ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣፍ ዝሽፍን ፕላስቲክ

እዚ ረቂቕ ፕላስቲክ ኰይኑ፡ ኣብ ግዜ ናይ ኣፋዊ ጾታዊ ርክብ ንግዳማዊ ገጽታ ርሕሚ ወይ ድማ ንመሃንቱስዝሽፍን እዩ። ኣፍ ዝሽፍን ፕላስቲክ፡ ነቲ ናይ ኣፋዊ ጾታዊ ርክብ ዝህብን ዝቕበልን ዘሎ፡ ካብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሕላለፉ ረኽስታት (STI) ይከላከለሎም።