ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኮንዶም

ወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ ዘርኢ ከፍስስ እንከሎ፡ ከም መዕቆሪ የገልግል። ኮንዶም ካብ ኤች.ኣይ.ቭን ዝበዝሑ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታትን ይከላኸል፡ ከምኡ’ውን ዘይተደልየ ጥንሲ ዝከላኸል (ኣገባብ መከላኸሊ ጥንሲእዩ)። ኮንዶም ሓንሳእ ጥራይ ኢኻ ክትጥቀመሉ ዘለካ።