ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

xotawixoናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት

እዚኣቶም፡ ህጻናት ንምስራሕ ዘድልዩ ቀንዲ ኣካላት እዮም። ጾታዊ ስምዒት ዘለዎም ኣካላት፡ ጾታዊ ደስታ ንኸተስተማቕር ኣዝዮም ኣገደስቲ እዮም። ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ብዓይኒ ዝርአን ዘይርአን (ውሽጣዊ) ጾታዊ ስምዒት ዘለዎም ኣካላት ኣለዎም። ንኣብነት፡ ብዓይኒ ዝርኣዩ (ግዳማዊ)  ጾታዊ ስምዒት ዘለዎ ኣካላት ዝበሃሉ 'ናይ ወዲ ተባዕታይ መትሎ፡ ናይ ጓለንስተይ ድማ ከናፍር ርሕሚ እዮም፡ ከምኡ’ውን 'ብዓይኒ ዘይርኣዩ (ውሽጣውያን) ጾታዊ ስምዒት 'ዘለዎ ኣካላት ዝበሃሉ፡ 'ናይ ደቂ-ተባዕትዮ ጽኪ፡ ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ከኣ ማህጸንን የጠቓልል።